1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
3 ቫት ወይ ቲኢቲ እንተኮይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬት ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
4 መክበሪ ጨረታ ብረ 3000.00ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምሰቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝክእል::
5 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 21/10/2010ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/11/2010ዓ/ም ሰዓት 4:00ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ማሕበር መናእሳይ ትግራይ ይኽፈት
6 ሰነድ ጨረታን አፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ምም/ር ካብ ካሸር 20ብር እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም እትከአሉ እናገለፅና ካብ ዕለት 21/10/2010ክሳብ ዕለት 5/11/2010ሽም"ኣድራሻ ፌርማ"ማህተምን ብመግባር ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዘተዓሸገ ፖስታ ናይ ቢሮ ቑፅሪ 14 አታዊ ይግበሩ::
7 አብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከምዝከዉን ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊ ዉን ተሐታቲ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ 8 አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆልዲንግ ዝኸፍል::
9 ዉዕሊ መክበሪ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ብተከታታሊ 30 መዓልቲ ይኸዉን
10 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
11 ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣታዊ ዝገብር
Backs