ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዮ ናይ ፖድ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 22, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 5, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 5, 2010 04:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

3 ቫት ወይ ቲኢቲ እንተኮይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬት ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 መክበሪ ጨረታ ብረ 3000.00ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምሰቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝክእል::

5 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 21/10/2010ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/11/2010ዓ/ም ሰዓት 4:00ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ማሕበር መናእሳይ ትግራይ ይኽፈት

6 ሰነድ ጨረታን አፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ምም/ር ካብ ካሸር 20ብር እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም እትከአሉ እናገለፅና ካብ ዕለት 21/10/2010ክሳብ ዕለት 5/11/2010ሽም"ኣድራሻ ፌርማ"ማህተምን ብመግባር ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዘተዓሸገ ፖስታ ናይ ቢሮ ቑፅሪ 14 አታዊ ይግበሩ::

7 አብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከምዝከዉን ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊ ዉን ተሐታቲ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ 8 አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆልዲንግ ዝኸፍል::

9 ዉዕሊ መክበሪ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ብተከታታሊ 30 መዓልቲ ይኸዉን

10 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

11 ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣታዊ ዝገብር

መመለስ
የጨረታ ምድብ