ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ናይ ሓወልቲ ሰማእታት ተወሳኪ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ GC 6 / BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሰነ 22, 2010 02:03 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:300.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሰነ 22, 2010 02:05 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ : ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ኮንስትርክሽን ፈቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 ሰነ 2010 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408775

Backs
Tender Category