ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ክልተ ዓበይቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጉንበት 29, 2010 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጉንበት 29, 2010 09:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረባነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ዕደጋ ፋያናንስን ምምሕዳር ንብረትን 50 ቅርሺ እናከፈሉ ብምዉሳድ ምልክታ ከብ ኣብ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳበ 29/9/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዘጋጀዉ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 29/9/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460063 / 0344460065 

Backs
Tender Category