ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ክልተ ዓበይቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 29, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 29, 2010 09:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረባነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ዕደጋ ፋያናንስን ምምሕዳር ንብረትን 50 ቅርሺ እናከፈሉ ብምዉሳድ ምልክታ ከብ ኣብ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳበ 29/9/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዘጋጀዉ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 29/9/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460063 / 0344460065 

መመለስ
የጨረታ ምድብ