ምልክታግልፂጨረታ
ጥላሁንይግዛዉቴክኒክንሞያንመሰልጠኒማእኸልኮሌጀዝተፈላለዩኣቕሑትብግልፂጨረታኣብናይ 2007 ዓ/ምበጀትዓመትኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩሕጋዊያንነጋዶዝስዕብረቆሓክተማልኡይግባእ::
- ህንፃመሳረሒ ኣቅሑት
- ዝተፈላለዩ መስታወታት
- ኤሌክትሪክአቕሑት
- ናይ ብቱን ጨርቂ :ዝተፈላለዩ
- ዝተፈላለዩ ናይ ንኩክ /ንምግብና ዲፓርትመንተ መሳርሒ ኣቁሑትን ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግስለዝደሊንተወዳደረቲይዕድም
ኣብቲዉድድርክትሳተፉትደሊዩተጫረቲ
- ን2007 ዓ/ም ዝተሐደሰሕጋዊነጋዶንግዲፍቃድዝተመዝገበኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትኽእሉ::
- ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምሰርተፍኬትክተቕርቡትኽእሉ::
- /VAT/ቫትኣብተወሳኺእሴተታክስዝተመዝገብኩምሉሰርተፌኬትንናይወርሒየካቲት 30 /2007 ዓ/ም ድክሌርዝገበርኹምመረዳእታንእተቕርቡ::
- ናይመቕረባይነትሰርተፍኬትተቕርቡትኽእሉናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰዝሐዝኹም::
- እቲጨረታምስዓሩምስተነገሮኣብዉሽጢ5 ተመዓልቲዉዕሊኣትዩኣብ10 ተ መዓልቲዘሸነፎን ብረትበናይባዕሉትራንስፖርትናብጥላሁንይግዛዉቴሞያንኮሌጅከቕርብዝኽእል::
- መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎንናይቲትካልማህተምንፊርማንክህልዎአለዎ::
- ንሕድሕድሽያጭሰነድዘይምለስብር 25.00 /ዒስራብር / እናኸፈልኵምካብጥላሁንይግዛዉ ቴክኒክንሞያንኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕዳጋፋይናንስንንብረትምም/ር ቢሮቁፅሪ 3 መልኡ ብሽምዒዝተአሸገኤንቨሎፕ(ፖስታ) ብምግዛእካብ 21 /08/ 07 ክሳብ 05/ 09 /07 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እናመፃኹምክትወስዱእትክእሉ::
- ጨረታቅድሚምኽፋቱናይጨረታመኽበሪዝምለሰብር 3000 .00 /ሰለስተ ሽሕ / ብጥረገንዘብ ወይ ካዓ ካብ ኢትዩያ ንግዲባንኪ ኣፍልጦዝተወሃበ ባንኪዝተረጋገፀ CPOኣቀድሙከትሕዝ ዝክእል::
- እቲጨረታካበዝተጋወሐሉዕለትክሳብዝዕየሉዕለትንሰዓትንዝተወዳደርሉኣቅሓብዓይነት
- እቲጨረታዕለት05/ 09/ 2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብጥላሁንይግዛዉ ቴ /ሞያን ደጋፊከይዲ ስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምምሕዳር ንተጫረቲወይሕጋ ዊወኪላቶም ኣብዘለዉሉይክፈት::
- ኮሌጅናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእኾነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝሃለወእንትከዉን
- ንዝበለፀሓበሬታብትሌፎንቁፅሪኮሌጅናደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 034 -777- 1828 ደዊልኹምክትረኽቡትኽእሉምኮንኩምንሕብር::
Backs