https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/438
ጥላሁንይግዛዉቴክኒክንሞያንመሰልጠኒማእኸልኮሌጀዝተፈላለዩኣቕሑትብግልፂጨረታኣብናይ 2007 ዓ/ምበጀትዓመትኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩሕጋዊያንነጋዶዝስዕብረቆሓክተማልኡይግባእ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

                ምልክታግልፂጨረታ

ጥላሁንይግዛዉቴክኒክንሞያንመሰልጠኒማእኸልኮሌጀዝተፈላለዩኣቕሑትብግልፂጨረታኣብናይ 2007 ዓ/ምበጀትዓመትኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩሕጋዊያንነጋዶዝስዕብረቆሓክተማልኡይግባእ::

  1. ህንፃመሳረሒ ኣቅሑት
  2. ዝተፈላለዩ መስታወታት
  3. ኤሌክትሪክአቕሑት
  4. ናይ ብቱን ጨርቂ :ዝተፈላለዩ
  5. ዝተፈላለዩ ናይ ንኩክ /ንምግብና ዲፓርትመንተ መሳርሒ ኣቁሑትን ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግስለዝደሊንተወዳደረቲይዕድም

ኣብቲዉድድርክትሳተፉትደሊዩተጫረቲ

  1.  ን2007 ዓ/ም ዝተሐደሰሕጋዊነጋዶንግዲፍቃድዝተመዝገበኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትኽእሉ::
  2. ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምሰርተፍኬትክተቕርቡትኽእሉ::
  3. /VAT/ቫትኣብተወሳኺእሴተታክስዝተመዝገብኩምሉሰርተፌኬትንናይወርሒየካቲት 30 /2007 ዓ/ም ድክሌርዝገበርኹምመረዳእታንእተቕርቡ::
  4. ናይመቕረባይነትሰርተፍኬትተቕርቡትኽእሉናይ  2007 ዓ/ም ዝተሐደሰዝሐዝኹም::
  5. እቲጨረታምስዓሩምስተነገሮኣብዉሽጢ5 ተመዓልቲዉዕሊኣትዩኣብ10 ተ  መዓልቲዘሸነፎን ብረትበናይባዕሉትራንስፖርትናብጥላሁንይግዛዉቴሞያንኮሌጅከቕርብዝኽእል::
  6. መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎንናይቲትካልማህተምንፊርማንክህልዎአለዎ::
  7. ንሕድሕድሽያጭሰነድዘይምለስብር   25.00 /ዒስራብር /  እናኸፈልኵምካብጥላሁንይግዛዉ ቴክኒክንሞያንኮሌጅ  ደ /ከ /ስ / ዕዳጋፋይናንስንንብረትምም/ር  ቢሮቁፅሪ 3 መልኡ ብሽምዒዝተአሸገኤንቨሎፕ(ፖስታ) ብምግዛእካብ  21 /08/ 07  ክሳብ  05/ 09 /07 ዓ/ም  ሰዓት 4:00  እናመፃኹምክትወስዱእትክእሉ::
  8. ጨረታቅድሚምኽፋቱናይጨረታመኽበሪዝምለሰብር 3000 .00 /ሰለስተ ሽሕ / ብጥረገንዘብ ወይ ካዓ ካብ ኢትዩያ ንግዲባንኪ ኣፍልጦዝተወሃበ ባንኪዝተረጋገፀ CPOኣቀድሙከትሕዝ ዝክእል::
  9. እቲጨረታካበዝተጋወሐሉዕለትክሳብዝዕየሉዕለትንሰዓትንዝተወዳደርሉኣቅሓብዓይነት
  10. እቲጨረታዕለት05/ 09/ 2007 ዓ/ም  ልክዕ ሰዓት  4:30 ኣብጥላሁንይግዛዉ  ቴ /ሞያን ደጋፊከይዲ ስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምምሕዳር ንተጫረቲወይሕጋ ዊወኪላቶም ኣብዘለዉሉይክፈት::
  11. ኮሌጅናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእኾነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝሃለወእንትከዉን
  12. ንዝበለፀሓበሬታብትሌፎንቁፅሪኮሌጅናደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር    034 -777- 1828   ደዊልኹምክትረኽቡትኽእሉምኮንኩምንሕብር::