ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓምበጀትዓመትንቢሩኡግልጋሎትዝዉዕል
ብግለፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእስለዝደለየክትወዳደሩእትደልዩሕጋዉያንነጋዶነዚዝስዕብሮቆሓእተማልኡንክትወዳደሩይዕድም
ተወዳደርቲ(ጨረታ) ከማልእዎዝግባእረቆሒታት
1 ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2007 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰንኦርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅረብ
2 Tin Number ዘለዎንአብመቅረባይነትዘተመዝገቡኦርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንከቅርብዘክእል::
3 ቫትዝተመዝገበንኢርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅርብ::
4 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀሲፒኦወይምጥረገንዘብብር 3000.00 (ሰለስተሽሕ) ብሽምቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይክትሕዝዝኽእል::
5 ዝተዳለወናይጨረታዶክመንትሰነድካብቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይኣብእንዳ ተ/ ሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊትኮሚሳርያትቢሮናቢሮቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 10 ብር ( ዓሰርተ) ከፊልኩምትወስዱ::
6 ተጫራታይ ነጋዶ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት በቲ ናይ ቢሮና በዓል ሞያ ICT ዝወፁ Specification መሰረት ተረጋጊፁ ኣታዊ ይኸዉን ንቲ ናይ ፅ/መሳርሒ ኣቑሑት በቲ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ናይ ሐደዋጋንጠዋጋንስርዝድልዝዘይብሉ አብዝተአሸገፖስታ መሊኡ የቅርብእቲ ንብረትኦርጅናልን 1ይደረጃይኸዉን::
7 ኣሸናፊዝኾነነጋዳይንዝሽነፎንብረትብናይባዕሉመጎዓዝያ ናብመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝክእልንእቲ ንብረትSpecificationዘዉፅኡሰብሞያታትትክክለኛምኮኑምስተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘበይወስድ::
8 መክበሪዉዕሊ 10 % ካበዘሸነፎዓይነትንብረትቅድሚዉዕሊምእሳሩከትሕዝዝክእልን ዉዕሊአሲሩንብረትኣታዊዝገብርን::
9 ቢሮናካብቲዝፍፀምግዝኢት 20 % ምዉሳክንምቅናስንዝክእልምኮኑ::
10 ኣብዚጨረታከጭበርብርዝፈተነነጋዳይካብጨረታወፃኢ ምግባርናይጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲካዝናአታዊኮይኑ ኣበካልኦትጨረታከምዘይሳተፍን ብሐጊእዉንተሓታቲመኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::
11 እቲጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 06 /08 /2007 ዓ/ም ክሳብዕለት 20 /08/ 2007 ዓ/ም ይኸዉን::
12 እቲጨረታዝእሸገሉዕለት 21 /08/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑበቲዕለትሰዓተ 4:30 ባዕሎምወይሕጋዊወከልቶመኣብዘተረኸብሉይክፈትኮይኑግናናይጨረታመክበሪእንተኣትሒዞምንሳቶመብዘይምህላዎምእቲጨረታክጉላእላእኣይክእልን ::
13 ብመምረሒመሰረትቫት 15 % ዊዘሆልድ 2 % ክኸፍልዝክእል::
14 መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲ ጨረታብምሉእይኹንብክፋልናይምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
15 ተወዳደረቲማዕረኮይኖምእንተሲዒሮምናብዝበዝሐድምርዘለዎይወሃቦ::
16 ቢሮናዝርከብሉእንዳተሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊት / ናይቅድሚሸሙኮሚሳርያት / ንዝበለፀሐበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካሕሸታትይካኣል::
Backs