ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ትልሚ ዕብየት ሕርሻ ክልት ማለት እዉን AGP 2 ድጋፍ ናይ ከተማ ደደቢ ሐደ ናይ ዕደጋ ማእከል ሸደ ህንፃ ሐደ ሽቃቅ ሐድ ድማ ገዛ ወርዲያ ንምስራሕ ብናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ንዘለዎም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ኣብቲ ጨረታ ዝተቀመጠ ቴክኒካል መዓቀኒ ተወዳደርቲ ሙሉ ብሙሉእ ኣማሊኡ ወይድማ ኣየመለአን ተገምጊሞም ዝሓለፉ ተወዳደርቲ ናብ ሒሳብ ዉድድር ይሓልፉ

2 ኣብቲ ጨረታ ተዓዋቲ ዝከዉን ዝተቀመጠ ቴክኒካል መዓቀኒ ኣማሊኡ ናይ ኩሎም ስራሐቲ ተደሚሩ ዝተሐተ ዋጋ ዘእተወ ተዓዋቲ ይከዉን

3 ናይቲ ስራሕ ቅድመ ክፍሊት ዘይዋሃብ ምካኑ ንሕብር

4 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ ምስክር ወረቀት ምዝገባ ንግዲ ምስክር ወረቀት መመለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ታሕሳስ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ኮንስተራክሽን ተኮናታሪነት ሓፂር ምዝገባ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ኮንስትራክን መቅረባይነት ከቅርብ ዝፀዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 50000 ቅርሺ ብሽም ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ኮይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ተባሂሊ ካብ ብሕጊ ዝፍለጡ ባንከታትን ትካላት ሒሳብን ብስፐኦ መልክዕ ከቅርብ አለዎ

7 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ብነፃ ካብ ዕለት 8/6/2010ዓም ክሳብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ኮይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ምዉሰሰድ ይክእሉ

8 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ምስ ተዓሸጉ ኣብ ኩሎም ፖስታት ናይቲ ዝወዳደርሉ ፕሮጀክት ሽም እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ እንታይ ከም ዝሐዘ ናይቲ ዝወዳደር ትካል ሽምን ኣድራሽን ቀደም ሰዓብ ከየኣጎደሉ ከቅርቡ አለወም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብ ዕለት 22/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ሰነድ ቴክኒካል ክክፈት እዩ

10 ኣብቲ ሰነድ ትክኒካል ዘሎ መዓቀኒታት አማሊኦም ዝሐለፉ ተወዳደርቲ ሰነድ ፋይናንስሻል ድሕሪ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማለት እዉን ዕለት 28/6/2010 ‘ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ኮይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክክፈት እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346610389

Backs
Tender Category