ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከተማ ሃገረሰለም ኣብ ዉሽጢ ሞዝየም ብሄረ ብሄረ ሳብት ቅድሚ ሐዚ ዉዕለን ተቆሪፁ ዝነበራ ናይ ክልል ትግራይ ሃረርን ክልል ደቡብ ህዝብታት ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ዝተረፉስራሕቲ መምሊኢ ብ GC/BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ሰንበት የካቲት 4, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:300.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮነተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርድ :ፍቃድ ንግዲ ስራሕ :ምስክረ ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነት : ምስክረ ወረቅት ተወሳኬ እሴት ታክስ :ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን መረዳእታ ምዝገባ ቲን ናምበር ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 6 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 6 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም

3 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 6 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408775

Backs
Tender Category