ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓምት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ መስረሒን መሸጥን ሓፂን መፂን ብብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት የካቲት 18, 2010 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:12000.00
  • location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Document Price:150.00
  • Bid Opening Date: ሰንበት የካቲት 18, 2010 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርድ

2 ንግዲ ስራሕ ፈቃድ መቅረባይት ምዝጋባ ሰርተፊኬት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሕዳር ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርክምሉ ምስክር ወረቀት

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ምዝገባ ዝገበርክምሉ

4 ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ብብርኪ ትካል ደኣንት ኣፍልጦ ዝተዉሃቦም መረዳእታ ዘለኩም

5 ካልኣይ ናይ ጨረታ ዉሕስና ብብሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ ገንዝብ ክፍሊት መዘዚ ማለት እዉን ስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዝብ 12000/ዓስርተ ክልተ ሽሕ ቅርሺ/ ከቅርበ ዝክእል

6 ናይቲ ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ፕሮጀከት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጀሚሮም ኣብ ዉሽጢ 120 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሙ ከረክብ ዝክእል

7 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 28 ጥሪ 2010 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 150 ቅርሺ ከፊልኩም ክትገዝኡ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ፋይናንሻል ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሰታት ብምዕሻግ መሊሶም ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊኡ ስም ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ስምን ኣድራሽን ብዝረኣይ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 18/6/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅደሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዩም

9 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብሰ ወከፍ እቲ ሰነድ ፈሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ ከይአዛብዑ እቲ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ እነተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

10 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 18/6/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅደሚ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ይክፈት

11 እቲ ከይዲ ስራሕ ካሊእ ዝሐሸ መማሪ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለ እዩ

0344480037

Backs
Tender Category