1 ሕጋዊ ንግዲፍቃድዘለኩምናይ 2010 ዓ ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::
2 ተጫረቲ ካብዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀ CPO Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ 2% ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
4 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመን ትካብ ዕለት 18/5/2010 ዓም አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ/ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 409 ብር150.00 አብስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
5 ናይ ጨረታዶክመንት ብፖስታሽምዝተዓሸገ ናይ ቢሮጨረታሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚምልክታ ካብ ዝወፀሉዕለት18/5/2010ዓ/ምጀሚሩ ክሳብ ዕለት2/06/2010ዓ /ምክሳብ ንጉሆሰዓት 3:00 ዘሎጊዜ ይክዉን::
6 ጨረታ ዝክፈተሉዕለት 2/06/2010 ንጉሆሰዓት 3:30 ቦታአብደደቢትትፈልም ዋናቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊወኪሎምአብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
7 እቲ ጨረታ ሰዓራይዉፅኢትዝንተተገሊፁካብጠቅላላዋጋ 10% performance bond ከትሕዝ ዝክእል
8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብዉሽጢ 5 መዓልቲዉዕሊ ክኣስርአለዎ
9 እቲ ትካል ዝሐሸመማረፂ እንተረኪቡነቲጨረታ ብከፋልወይድማብሙሉአ ናይምስራዝመብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ
10 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋናቢሮደደቢትማፋይናንስዝርክብቢሮብምቅራብ ወይድማ ብስለኪቁፅሪ 0342401514 /0342400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣልእዩ
Backs