https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4008
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት :ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን: ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት : ንጀሬተርን ናይ ተሽከርከርቲ ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ሕጋዊ ንግዲፍቃድዘለኩምናይ 2010 ዓ ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::

2 ተጫረቲ ካብዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀ CPO Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ 2% ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::

4 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመን ትካብ ዕለት 18/5/2010 ዓም አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ/ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 409 ብር150.00 አብስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::

5 ናይ ጨረታዶክመንት ብፖስታሽምዝተዓሸገ ናይ ቢሮጨረታሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚምልክታ ካብ ዝወፀሉዕለት18/5/2010ዓ/ምጀሚሩ ክሳብ ዕለት2/06/2010ዓ /ምክሳብ ንጉሆሰዓት 3:00 ዘሎጊዜ ይክዉን::

6 ጨረታ ዝክፈተሉዕለት 2/06/2010 ንጉሆሰዓት 3:30 ቦታአብደደቢትትፈልም ዋናቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊወኪሎምአብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

7 እቲ ጨረታ ሰዓራይዉፅኢትዝንተተገሊፁካብጠቅላላዋጋ 10% performance bond ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብዉሽጢ 5 መዓልቲዉዕሊ ክኣስርአለዎ

9 እቲ ትካል ዝሐሸመማረፂ እንተረኪቡነቲጨረታ ብከፋልወይድማብሙሉአ ናይምስራዝመብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ

10 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋናቢሮደደቢትማፋይናንስዝርክብቢሮብምቅራብ ወይድማ ብስለኪቁፅሪ 0342401514 /0342400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣልእዩ