ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን
2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም
4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም
5 ጨረታ መክበሪ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብ CPO ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ዘይምለስ ብር 20 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኸፊሎም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እናዓደምና ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 10/04/2010 ዓም ክሳብ 23/04/2010 ዓም አብ አየር ፀኒሑ ዕለት 24/04/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
Backs