ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

5 ጨረታ መክበሪ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብ CPO ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ዘይምለስ ብር 20 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኸፊሎም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እናዓደምና ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 10/04/2010 ዓም ክሳብ 23/04/2010 ዓም አብ አየር ፀኒሑ ዕለት 24/04/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ