ሳይት | ርሕቐት ካብ ዋና ቢሮ (ዓድዋ) |
እምባ ማድረ | 158 ኪሜ |
ዓዲ ኢላን | 45 ኪሜ |
ድችናማ ማርብል ሳይት (ልጅ ዒላ :ወዲዘርአ : ዱጉብ :ዓርኮኮባይ) | 215 ኪሜ |
ቶጎጎ ሳይት | 170 ኪሜ |
ዓዲ ጎላጉል | 170 ኪሜ |
ጭላ | Â 75 ኪሜ |
Â
1 ነዚ ዝተፈለየ ከስርሕ ዝክእል ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን Â ኮይኑ አታሓሒዙ ዘቅርብ
2 ቅድሚ ሒዚÂ ብተመሳሳሒ ዝሰርሖም ስራሕቲ ወይÂ ዝሰርሐሎም ትካላት ሰርተፊኬት ወይ ፅሑፍ ኮፒ ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ኮፒ ኣታሒሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 ናብ ኩለን ሳይት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት /ተሽከርከርቲ/ ክከድ ዝክእል
5 ናይ መጀመሪያ ድራፍት ፅንዓቱ ንትካል ዘረክበሉ ግዜ ነፂሩ ዘቅርብ
6 እቲ ስራሕቲ ምስተፈፀመ ኣብÂ ዝምልከቶ መንግስታዊ ትካል ኣፅዲቁ ከርክብ ዝክእል
7 ናይ ጨረታ መክበሪ 10,000 ዓሰርተ ሽሕ ብር ብስፒኦ ከቅርብ ዝክእል
8 ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ዓድዋ ዋና ቢሮና መቐለ ጨንፈር ቢሮን እዚ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተከታታሊ 10 መዓልቲ ዘቅርብ
9 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዕለት 20/11 /2010 ኣፈ ወይ 11/3/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዋና ቢሮ ዓድዋ ይከዉን
10 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣፍቲ ምክፋት ጨረታ ክርከቡ አለዎም
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0928956238 / 0914778626
Backs