https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3692
ትካልና ሳባ እምነበረድ ሓፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ዝተፈላለዩ ቦታ ንዘለዎ ኳሪ ሳይት(Quarry site) ናይ ከባብያዊ ምሕደራ ፕላን Environment management planning (EMP) Environment impact Assessment (EIA) ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 11, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 11, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

           ሳይት

ርሕቐት ካብ ዋና ቢሮ (ዓድዋ)

እምባ ማድረ

158 ኪሜ

ዓዲ ኢላን

45 ኪሜ

ድችናማ ማርብል ሳይት (ልጅ ዒላ :ወዲዘርአ : ዱጉብ :ዓርኮኮባይ)

215 ኪሜ

ቶጎጎ ሳይት

170 ኪሜ

ዓዲ ጎላጉል

170 ኪሜ

ጭላ

 75 ኪሜ

Â

1 ነዚ ዝተፈለየ ከስርሕ ዝክእል ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን Â ኮይኑ አታሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቅድሚ ሒዚÂ ብተመሳሳሒ ዝሰርሖም ስራሕቲ ወይÂ ዝሰርሐሎም ትካላት ሰርተፊኬት ወይ ፅሑፍ ኮፒ ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ኮፒ ኣታሒሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ናብ ኩለን ሳይት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት /ተሽከርከርቲ/ ክከድ ዝክእል

5 ናይ መጀመሪያ ድራፍት ፅንዓቱ ንትካል ዘረክበሉ ግዜ ነፂሩ ዘቅርብ

6 እቲ ስራሕቲ ምስተፈፀመ ኣብÂ ዝምልከቶ መንግስታዊ ትካል ኣፅዲቁ ከርክብ ዝክእል

7 ናይ ጨረታ መክበሪ 10,000 ዓሰርተ ሽሕ ብር ብስፒኦ ከቅርብ ዝክእል

8 ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ዓድዋ ዋና ቢሮና መቐለ ጨንፈር ቢሮን እዚ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተከታታሊ 10 መዓልቲ ዘቅርብ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዕለት 20/11 /2010 ኣፈ ወይ 11/3/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዋና ቢሮ ዓድዋ ይከዉን

10 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣፍቲ ምክፋት ጨረታ ክርከቡ አለዎም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0928956238 / 0914778626