እንዳባጉና ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ :ብረታ ብረት አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ፅሬት ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታሌሽን ክራይ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ኣብ መቅረባየነት ዝርዝር ዝተመዝገበን ናይ 2010 ዓም ዘሐደሰን

3 ኣብ ቲን ዝተመዝገበ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መስከረም 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠን ካልኦት ዘድሊዩ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ መከበሪ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ኮሌጀ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ክፍቲዝኮነሉ ካብ 18 ጥቅምቲ ክሳብ 4 ሕዳር 2010 ዓም

8 ጨረታ 4 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ እንዳባጉና ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ንተከታታሊ 45 መዓልቲ ይከዉን

10 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ እንዳባጉና ቴክኒክ ኮሌጅ ዘጋዕዝ

11 መክበሪ ዉዕሊ 10% ዘትሕዝ

12 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ከምኡዉን ክሳብ 20 % ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0914224937/0914781384

Â

Backs
Tender Category