https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3641
እንዳባጉና ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ :ብረታ ብረት አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ፅሬት ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታሌሽን ክራይ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:2017-11-13
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ኣብ መቅረባየነት ዝርዝር ዝተመዝገበን ናይ 2010 ዓም ዘሐደሰን

3 ኣብ ቲን ዝተመዝገበ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መስከረም 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠን ካልኦት ዘድሊዩ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ መከበሪ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ኮሌጀ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ክፍቲዝኮነሉ ካብ 18 ጥቅምቲ ክሳብ 4 ሕዳር 2010 ዓም

8 ጨረታ 4 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ እንዳባጉና ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ንተከታታሊ 45 መዓልቲ ይከዉን

10 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ እንዳባጉና ቴክኒክ ኮሌጅ ዘጋዕዝ

11 መክበሪ ዉዕሊ 10% ዘትሕዝ

12 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ከምኡዉን ክሳብ 20 % ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0914224937/0914781384

Â