2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፈተነን ኣይሲቲን ዘገልግል ወንበርን ጠረጸዛን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፣ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ/ሰራሕቲ/ ዝኾንኩም ፣ ምዝገባ ቫት፣ ናይዚ ዘመን እዚ ግበሪ ዝኸፈልኩም ቲን ዘለኩም ነዞም ሰዒቦም ዘለዎ ፈርኒቸራት ክትወዳደሩ ትክእሉ።
  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 9, 2006 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም መጋቢት 13, 2006 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Print
  • Pdf
ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/06/2006 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቤት ትምህቲ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል መሰል ምስራዝ ኣለዎ። ዝርዝር ዝስርሑ ስራሕቲ ካብ ቤት ትምህርቲ ምምሕዳርን ፋይናንስ ብነፃ ክትወስዱ ትኽእሉ። Backs
Tender Category