2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፈተነን ኣይሲቲን ዘገልግል ወንበርን ጠረጸዛን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፣ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ/ሰራሕቲ/ ዝኾንኩም ፣ ምዝገባ ቫት፣ ናይዚ ዘመን እዚ ግበሪ ዝኸፈልኩም ቲን ዘለኩም ነዞም ሰዒቦም ዘለዎ ፈርኒቸራት ክትወዳደሩ ትክእሉ።
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ:
ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/06/2006 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቤት ትምህቲ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል መሰል ምስራዝ ኣለዎ። ዝርዝር ዝስርሑ ስራሕቲ ካብ ቤት ትምህርቲ ምምሕዳርን ፋይናንስ ብነፃ ክትወስዱ ትኽእሉ።