ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ኩሒ ናይ ቆርበት ማለት እዉን ሌዘር መሰልጠኒ ትካል ማእከል ህንፃ ብደረጃ BC6/GC6 ተኮነተርቲ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ቲቪቲ መስልጠኒ ትካል ማእክል ናይ መበይዲ ማለት እዉን ዊልደንግ ብደረጃ BC8/GC8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥሪ 9, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥሪ 9, 2009 06:00 Afternoon
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ከተማ ኩሓ ዝጨረታ ተኮነተርቲ ናይ 2009 ዓምÂ ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮነተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገበባ ካርዲ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ መቅረባይነት ምዝገባ ወረቀት ምስክር : ናይ ተወሳኪ እስት ታክስ መዝገባ ወረቀት መስክር : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኬ እስት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታን ናይ መለለይ ቀፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምዝገባ መረዳእታ ዘለዎም

2 ናይ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ዝጫረቱ ተኮነተርቲ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅቲን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር :ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ናይ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ተኮነተራይነት ምዝገባ ካርደ ናይ ግብሪ ከፋላይ መዝገባ ወረቀት ምስክር : ናይ ተወሳኬ እሰት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎ

3 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንከተማ መቐለ ፕሮጀክት ዝጫረቱ ካብ 9/5/2009 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ንክተማ ኩሓ ፕሮጀክት ዝጫረቱ ክሳብ 19/5/2009 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ይክእሉ እዩም

4 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንግድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቁፅሪ ክፍሊ 191 ብኣካል ብምቅራብÂ ወይድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408775 ብምድዋል ምሕታት ይክእሉ

Backs
Tender Category