- ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 315 እንዳመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምኽፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር
- ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 100
- ናይ ፅሬት ኣቀሑት 30
- ናይ ስፔር ፓርት ኣቀሑት 100
- ናይ መኪና ሃላቒ ንብረት 100
- ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ
- VAT ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ
- ዝተጫረትክምዎ ንብረት ጠቕሊልኩም ክተቕርቡÂ እትክእሉ
- ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 12/04/2009 ዓ/ም እስካብ 25/04/2009 አብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/04/2009 3:00 ይከዉን
- ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት
- ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 % የትሕዙ
- ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን
- ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ
- እተቅርቡልና ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ቫት ሓዊሱ ዋጋ ዘየቐመጠ ተቀባልነት የብለን
- ብተወሳኪ ኣበቲ ተቀሚጡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ምስራዝ ዝተኸልከለ እዩ
- Â ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- Â ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል
Backs