1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከምኡ እዉን ቲን ናምበርን ኣብ ትልምን ፋይናንስን ብምቅረባይነት ዝተመዝገቡን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ
2 ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ መፅዐኒ መራጋፊ ከረክቡ ዝክእሉ
2 ንጨረታ መክበሪ ትሕጃ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ /CPO/ ከትሕዝ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 11/04 /2009 ዓ/ም እስካብ 26/04/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዘይምለሰ ብር 30 ከፊልካ ካብ ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይከኣል
4 ተጫረቲ አብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ተወሳኪ ታከሱ ን ዊዝሆልዲንግ ዉን ሓዊሶም ወይድም ደሚሮም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣታዊ ይገብሩ
5 እዚ ጨረታ ዕለት 26/04/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
6 ተጫረትቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ ሕቶ መብርሂ /ወይ መማሐየሺ እንትሃልዎም ናይ ጨረታ መኽፈቲ 5ተ መዓልቲን ልዕሊኡን እንትተርፎ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብፅሑፍ ከቅርቡ ዝኽእሉ ምካኖም
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ንተወሳኪ መምርሒ ተጫረቲ ሰነድ ይመልከቱ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430057 ደዊልካ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል
Backs