ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 3, 2009 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 14, 2009 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ቃፍታ ሑመራ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 14, 2009 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

  1. ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
  3. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን
  4. በቲ ዘፈር ሕጋዊ መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ወርሒ መስከረም 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  6. ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ Â ወይ ብጥረገንዘብ ናይ ሕድሕድ ሎት ከትሕዝ ዝክእል
  7. ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ አዉራ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 06 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  8. ጨረታ ካብ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ክሳብ 13 ሕዳር 2009 ዓም ይፀንሕን እዚ ጨረታ 14 ሕዳር Â 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ሰዓት 3:30 ይክፈት
  9. ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተም ናይ ዝምልከቶ አካል ፊርማ ክዓርፈሉ አለዎ
  10. ናይ ዝግዛእ አቅሓ ከምአድላይነቱ ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለና
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480183 ብምድዋል ወይድማ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category