ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት
- ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን
- በቲ ዘፈር ሕጋዊ መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ወርሒ መስከረም 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ Â ወይ ብጥረገንዘብ ናይ ሕድሕድ ሎት ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ አዉራ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 06 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- ጨረታ ካብ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ክሳብ 13 ሕዳር 2009 ዓም ይፀንሕን እዚ ጨረታ 14 ሕዳር Â 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ሰዓት 3:30 ይክፈት
- ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተም ናይ ዝምልከቶ አካል ፊርማ ክዓርፈሉ አለዎ
- ናይ ዝግዛእ አቅሓ ከምአድላይነቱ ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለና
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480183 ብምድዋል ወይድማ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል
መመለስ