ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲ : ኣቅሑት ኤለክትሪክ : መገጣጠሚ ባንባ ማይን :ደንቢ ክዳንን: ምግብን :ፅሬት: መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን :መገልገሊ እቲ ቢሮ ሻሂ ፍርጅን ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ነምበር ምስክር ወረቀት ክተቅርቡÂ እትክእሉ

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ተወሳኪ እስቴ ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ቅዳሕ ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይንኩም ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንኤለክትሪክ ንደንቢ ክዳን ንናዉቲ ሕክምናን ፅሬትን ቢሮ መገልገሊን ጥራሕ ንሕትመት ድማ አብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ንዓመት ሙሉእ ብዝሓተትናዮ ኣብ ዝደለናዮ ግዘ ብናይ ባዕልኩም መጋዕዝያ ናብቲ ሆስፒታል ዋጋ ብዘይምቅይያር ብጽሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ሕታምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታÂ ክተቅርቡ ትክእሉ

7 ተወዳደርቲ እቲ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 4 መስከረም 2009 ዓ/ም ጀሚርኩም እስካብ ዕለት 23 መስከረም 2009 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ምሸት ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ146 ብምምፃእ ዘይምለስ 150 ቅርሺÂ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ ንመድሓኒት ጥራሕ መቀለ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 2

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስነ መክበሪ 3000 ቅርሺ ንመድሓኒት 10000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ እትክእሉ 2 ሚኢታዊ ድማ ዊዝሆልዲንግ ክተትሕዙ እትክእሉ

9 እቲ ጨረታ 24 መስከረም 2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፁዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሑመራ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ Â ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተወዳደረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ ኣይተኣጓጎልን

10 ሀስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

እቲ ጨረታ ምስተከፈተ እቲ ሆስፒታል ናይቲ ዝዕደግ መጠን ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰሉ ዝተሓለወ እዮ

ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ ዋና ሰነድ ሒዝኩም ክትቀርቡ አለኩም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344481035 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s