ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዴት ን2018 ዓም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድን ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም ብቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ብቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ንዝምልከቶ ዕድጊታት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ኣታዊ ዝገበረሉ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 30/2018 ዓም ዝፈለጠሉ መረደእታ ዘታሓሓዝ ክከዉን አለዎ

5 ጨረታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ንሕድሕድ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክ ሞያን ዓዴት ዳይሬክቶሮት ዳይሬክተር ዕድጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 03 ካብ ዕለት 3/6/2018 ዓም ክሳብ 23/6/2018 ዓም 330 ንጉሆ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይከኣል

6 በተወዳደርተ ዝምላእ ናይ ሰነድ ጨረታ ብናይ ትካል ዘዳለዎ ቅጥዒ መሰረት ኮይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ማህተም ዓሪፍዎ ካብ ዕለት 3/6/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 23/6/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

7 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ንጉሆ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዴት ዳይሬክቶሮት ዳይሬክተር ዕድጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር 03 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ይከዉን

8 ባዕሎም ይኩን ሕጋዊ ወከልቶም በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን እንተዘይቀሪቦም አብ ዘየልዉሉ ዝክፈት ይከዉን

9 ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ : ንሞተር ሳይክል መከበሪ ጨረታ 4000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 መወዳደሪ ደኩመንት ብዝንበብ ፅሕፍ ተፃሒፉ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ትካልኩም ሽምን ፊርማን ማህተምን ክዓርፈሉ ይገባእ

11 ጨረታ ዝሰዓርኩም መቅረብቲ ንኩሎም ዓይነት ዕድጊታት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን መጎዓዝያን ወፃኢን ሐፊንኩም ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዴት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ከረክቡ አለዎም

12 ትካልና ኣብ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0921889021 / 0972022918

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s