ቑጽሪ፦ ኤ/ስ/ም/ወ/ኩ/3502/ዕ/ፋ/ም/ን/18
ዕለት፦ 23/4/2018
ቑጽሪ ፕሮፎርማ፦ 0010/2018
ን2ይ ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ካብ ዘለዎ በጀት ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም መቕረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ዝርዝር ንብረት | መግለጺ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብብር |
|---|---|---|---|---|
| ኤክስ ፕሮ ባትሪ /X-PRO/ Orgional | 70A | ቑጽሪ | 01 |
ረቋሒታት፦
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዪ ቁፅርን (TIN) ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐትን (Certificate) ዘለዎን ኮፒ ገይሩ ዘተሓሕዝ፣
2. በቲ ዝቐረበ ሕቶ ድልየት (Spesfication) መሰረት ዘቅርብ፣
3. ሰዓራይ ዝኾነ መቅረቢ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ሰታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ኣታዊ ዝገብር፣
4. ተጫራታይ ናይቲ ዝመልኦ ዋጋ 10% ብCPO ኣስሪሑ ምስቲ ጨረታ ፕሮፎማ ኣታሒዙ ከቅርብ ዝኽእል፣
5. ናይ'ዚ ፕሮፎርማ ዋጋ ጸኒዑ ዝጸንሓሉ እቲ ጨረታ ካብ ዝኸፈት ን7 መዓልቲ ምዃኑ፣
6. እዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/4/2018 ዓ/ም ክሳብ 28/4/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ክፍቲ ኾይኑ። ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓጽዩ ልክዕ 4:30 ናይ ንጉሆ ድማ ይክፈት።
7. ዝተዳለወ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/4/2018 ዓ/ም ጀሚርካ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ከይዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምውሳድ ይኸኣል። እዙይ ከምዘሎ ኾይኑ በቲ ዝወጽአ ድልየት ሕቶ (Specification) መሰረት ብናይ ባዕሉ ቅጥዒ መሊኡ ዝመጽአ ተቐባልነት ኣለዎ እዩ።
8. እቲ ዝተምለአ ዋጋ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎ። ፌርማን ናይ ትካል ማህተምን ክዓርፎ ኣለዎ።
9. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የግልግል፣
10. ኤጀንስና ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብብምሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
11. ኣድራሻ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ መስመር ጎደና ሰማእታት ኣብ ዝርከብ ህንጻ ወይዘር 4ይ ደብሪ ቁጽሪ 16። ግምባር ዋና ቤት ጽሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ክልል ደደቢት።
ንዝበለጸ ሓበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0342403254/0342402362 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምርካብ ይከኣል እዩ፡ ( ስታቲስት, ደንሲ ስታተቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ምምሕዳርን
ድሕሪት