ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት
ሎት 2 አቁሑት ፅሬት
ሎት 3 ሕትመት
ሎት 4 ደምቢ ክዳን
ሎት 5 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ
ሎት 6 ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት
ሎት 7 ንምግቢ ዘድሉ ቀረባት ከምእኒ አትክልትን ስጋን
ሎት 8 ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናንÂ ብቢ ዝምልከቶም ዘርፊ ዓዉዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቁሓ
- ብዘይካ ሎት 7ን ሎት 8ን ን ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ንሕድሕድ እቲ ትጫረትሉ ዘፈር ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ 2008ን 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን
- በቲ ትጫረትሉ ዓይነት ዘፈር ስራሕ ዝመዘገበሉ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ሰርትፊኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝኽእልÂ ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ብዘይካ ሎት 7ን 8ን
- ንተጫረቲ ሎት 8 ዝተሓደሰ መረዳእታ መረጋገፂ ብቅዓት ከቅርብ ዝክእል
- ንሎት 7 ከከም ኩነታት ዕዳጋ በቢ 3 ወርሒ ዉዕሊ ናኣሰረ ን 1 ዓመት ኣቅርብ ኣብ ዝተብሃለ ግዘ ዘቅርብ
- እቲ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተፈሊዩ በዘተአሸገ Â ሽምዒ ፖስታ ከቅርብ ዝኽእልን::
- ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ በዓሎም መጋዕዝያ ኣብ ሆስፒታል ኮረመ ከቅርብ ዝክእል
- እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 17 ነሓሰ 2008 ዓ/ም ክሳብ 30 ነሓሰ 2008ዓ/ም ሰዓት 400 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ሆስፒታል ኮረም ንሎት 8 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ካብ ሎት 1 ክሳብ ሎት 7 ንዘለዉ ድማ 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ምዉሳድ ይከኣል
- መክበሪ ጨረታ ንሎት 8 6000 ቅርሺ ካብ ሎት 1 ክሳብ ሎት 7 ንዘለዉ ድማ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ብምተሓዝ ኣታዊ ብምግባር
- ሰነድ ጨረታ ነሓሰ 30 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ሰዓት 4፡30 ኣብ ሆስፒታል Â ኮረም ይክፈት
- ተጫረቲ ኣብ ዝወሰድዎ ሰነድ ሕቶ እንተሀሊዎም ጨረታ ንክክፈት 3 መዓልቲ እንትተርፎ ዝቀርብ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን
- ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ተወሳኪ ሓበሬታ 0345 510059
Backs