1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ
3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎ
4 ብመዳይ ናይ ጉልበት ፅገና ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን ቫት ምዝጉቡ ዝኮነ
5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ሒሳበ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት 29/2/2018 ዓም ክሳብ 13/3/2018 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ
7 ናይ ጨረታ ፖስት ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦን ጥረ ገንዘብን ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገና ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሕን ናይ ፅሬት መሳርሕን ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን 35000 ከትሕዝ ዝክእል
8 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሒን ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣጎዓዒዙ ናብ ከተማ ራማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር
9 ጨረታ 15/3/2018 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ይክፈት
10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943711555 / 0914185163
ድሕሪት