ምልክታ ጨረታ ጓማን ባትሪ መኪናን
ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮ-ቴራፒ መቐለ ናይ ትዮታ ላንድ ኩሬዘር ጓማን ባትርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ወነንቲ ጓማን ባትርን በዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝቅመጥ ዝርዝር ቅጥዒንዝወሃበኩም መሊእኹም ብምሃብ ክትወዳደሩን ክትሳተፉን ይዕድም ።
| ተቁ | ዝዕደግ ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ ዝዕደግ | ናይ ሕድ ሕድ ንፅል ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||
| 1 | ጓማ መኪና ብሪጅስቶን ምስ ካለማደርያ 7.50 R 16 | pcs | 05 | ||||
| 2 | ባትሪ መኪና ቦልደን/Boliden/12V*70 AH | pc | 01 | ||||
ክማልኡ ዘለዎም
1-ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ
2-ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁዕሪ ዘቅርበ ክኾን ይግባእ
3-ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ
4-ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእተዉዎ ዋጋ 10% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ
5-ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100.00ብር ምዃኑ
6-ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉአ ይኹን በኸፊ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7-ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን
8-ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደ ዕለት ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ
9-ጨረታ ብዘለዉ ሰባት ይካየድ
ኣድራሻ-
ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ጎኒ ኢምግሬሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ቤት ፍርዲ ወረዳ እንደርታ
ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ
08/02/2018 ክሳብ 12/02/2018 ዓ/ም
ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት
13/02/2018 ዓ/ም
ድሕሪት