https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18165
ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮ-ቴራፒ መቐለ ናይ ትዮታ ላንድ ኩሬዘር ጓማን ባትርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ጨረታ ጓማን ባትሪ መኪናን

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮ-ቴራፒ መቐለ ናይ ትዮታ ላንድ ኩሬዘር ጓማን ባትርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ወነንቲ ጓማን ባትርን በዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝቅመጥ ዝርዝር ቅጥዒንዝወሃበኩም መሊእኹም ብምሃብ ክትወዳደሩን ክትሳተፉን ይዕድም ።

ተቁዝዕደግ ዓይነት ንብረትመዐቀኒ በዝሒ ዝዕደግናይ ሕድ ሕድ ንፅል ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ
ብርሳብርሳ
1ጓማ መኪና ብሪጅስቶን ምስ ካለማደርያ 7.50 R 16pcs05
2ባትሪ መኪና ቦልደን/Boliden/12V*70 AHpc01

ክማልኡ ዘለዎም

1-ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2-ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁዕሪ ዘቅርበ ክኾን ይግባእ

3-ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4-ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእተዉዎ ዋጋ 10% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ

5-ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100.00ብር ምዃኑ

6-ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉአ ይኹን በኸፊ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7-ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

8-ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደ ዕለት ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

9-ጨረታ ብዘለዉ ሰባት ይካየድ

ኣድራሻ-

ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ጎኒ ኢምግሬሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ቤት ፍርዲ ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ

08/02/2018 ክሳብ 12/02/2018 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

13/02/2018 ዓ/ም