ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይቲ ዘፈር ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ዘለኩም : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ: ናይ 2018 ዓም ናይ ወርሒ ነሐሰ ሒሰብ ዘወረዳደርሉ መረዳእታ ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእልን

2 ናይ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ማለት እዉን መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

3 ንመከበሪ ጨረታ 10000/ ዓሰርተ ሽሕ/ ቅርሺ ከምእዉን ተወዳዳራይ ሰዓራይ ኣብ ዝኮነሉ እዋን ካብ ጠቅላላ ዋጋ መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ዉሕስና ባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 30 መስከረም 2018 ዓም ክሳብ 14 ጥቅምቲ 2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኣይኒ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ንዕድም

5 ሰዓራይ ምካንኩም ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 14 ጥቅምቲ 2018 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ 14 ጥቅምቲ 2018 ዓም 3:30 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

7 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ናብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኣይኒ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፍሊ ኣብ ዘዳለዎ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

8 ተወዳደርቲ ዝሰዓርክምዉ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኣይኒ ንብረት ክፍሊ ከረክቡ ዝክእሉ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣብቲ ናይ ባዕልና መቅረቢ ዝርዝር ብፅሬትን ብንፁርን ክምልኣ ይግባእ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s