1 ስለዚ ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር ክተማልኡ ዝገበኦክሙ ረቆሓቲታት ኣማሊእኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ነፍልጥ
2 ተጫረቲ ናይዚ ዓመት ዝተሐደሰ ሕጋዊን ተዛማደን ንግዲ ፍቃድ :ቲን ቁፅሪ :ቫት ተመዝጋቢ ምካኖም መረዳእታ መስ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ክተታሓዙ ይግባእ
2 ተጫረቲ አብ ከም ኮንስተራክሽን ሲቪል ምህንድስና መካኒካል ስራሕቲ ወይም መሰረት ልማዕት ፕሮጀክት ዝአመሰሉ ዓምድታት ዝሰርሑን ጠቅላላ ስራሕ ተኮነተርቲ ደራጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ህነፃ ስራሕ ተቆረፅቲ ደረጃ ሰለሰተ ልዕሊኡን መካኒካል ስራሕቲ ደረጃ ሰለሰተ ልዕሊኡን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ መፍረይን ወይ መቅብቲ ፍቃድ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ
3 ተጫረቲ ንጨረታ ዝተዳለወ መረዳእታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 13/2/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ላጪ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ኮንትራክትን ዲዛይንን ክፍሊ ወይድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 1408 ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይግባእ
4 ዝወዳደሩ ተጫረቲ ዋጋን ቴክኒካል ፕሮፖዛልን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ወይድማ ፖስታ ንሕድሕድ ስራሕቲ ወይድማ ፕሮጀከት ነኒበይኑ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ብጨረታ ሰነድ ዝተቀመጠ መሰረት መሊእኩም ፈሪምኩም ማህተም ጌርኩም ክሳብ ዕለት 13/2/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ እናከፈሉ ላጪ ናብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ኮንትራክትን ዲዛይንን ወይድማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 1408 ክተቅርቡ ይግባእ
5 እቲ ቴክኒካል ፕሮፖዛል ብተመሳሳሊመዓልቲ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ክልቲኦም ኣድራሻታት ዝክፈት ኮይኑ ዝተረከበ ይኩን ዘይተረከበ ተጫረቲ በቲ ዉፅኢት ተገዛኢ ይከዉን
6 እቲ ፋይናንሻል ወይድማ ድሕሪ ቴክኒካል ግማጋም ንዘማልኡ ተጫራቲ ጥራሕ እቲ ትካል ኣብ ዘፍለጦ ዕለት ይክፈት
7 ተጫረቲ ንሕድሕድ ስራሕቲ ወይድማ ፕሮጀክት ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 100000 / ሚኢቲ ሽሕ/ ብስፒኦ ጥራሕ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ዘሎ ግዜ ከቅርቡ ይግባእ
8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0925433509 0922343559 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት