ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ብናይ ስሪ ኣር ፎኦር ሲኤሲኢፕሮጀክት ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ቦራ ቸለና ዝርከቡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ወይድማ ኪኩ ፊክስ ፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ኮንትራክተራት ካብ ዕለት 2/12/2017 ዓም ክሳብ 11/12/2017 ዓም ዘይምለስ ብር 1000 ብምክፋል ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ዕዳጋ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድ ወይድማ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ ወይድማ ሐምለ 2017 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 2017 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ናይ ስራሕ ተኮነታራይ ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ስራሕ ተኮናተራይ ብናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዘሓዘ ክከዉን አለዎ

7 ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ናይ መወዳእታ ዋጋ ወይድማ ፋይናንሻል ዘቅርብ እንትኮን ብተወሳኪ ድማ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ቴክኒካልን ከቅርብ ዝክእልን እናነፃፀልካ በበይኖም ተዓሺጎም መሊስካ ኩሎም ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ዝቀርብ ምካኑ ብምግላፅ ኣብ ነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፅንሕዑ ንተከታታሊ 10 መዓልቲታት ይከዉን

9 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ስራሕ ተኮነተራይ ብናይ ኮንስተራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዝሐዘ ክክዉን አለዎ

10 መከበሪ ጨረታ ብር 150000 ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተደረከ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል

11 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/12/2017 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937007228

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s