ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ናይ ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2017 ዓ/ም ካብ ናይ ዘይመንግስታዊ ትካል ዩኤን ዲፒ ዝተረከብ በጅት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ናይ ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልል ትግራት ንዝርከቡ ብደረጃ 8/ሸመንተ/ ደቂቅ BC/GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተውሳኪ ኢሴት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ውልቀ ተኮናተርቲ ወይ ናይ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማህበር ደቀቅትን ኣናአሽተይ ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::

በዚ መሰረት ዝስዕቡ ረቋሕታት አተማኡ ተጫረቲ  ካብ 20/10/2017 ዓ/ም  ክሳብ 09/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ኩሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ እቶት ከተማ ዓዲግራ ዘይምልሰ ክልተ ሽ ቅርሺ ብምክፋል ናይ ዝከፈልኩሙሉ ቅብሊት ብምሓዝ ናብ ቤት ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ቢሮ ቁፅሪ 302 እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡ ትክእሉ ኢኩም

ተጫረቲ ከተማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

  • ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ ትክእሉ 
  • ናይ 2017 ዓ/ም ተኮናታራይነት ብቅዓት ወይ ውን ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ
  • መለለይይ ቁፅሪ ምዝገባ ግብሪ ክተቅርቡ ትክእሉ
  • ፀብፃብ ተወሳኪ እሴት ዝሓለፈ ወርሒ ክተቅርቡ ትክእሉ
  • ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ምዝገባ አቅራባይነት ውረቅትኩም ክተቅርቡ ትክእሉ
  • ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ብርኪ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ማእከለዎት ኢንዳስትርን ንግዲ ትካላት ዝወሃብ ወረቀት ምስክር መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ
  • ተጫረቲ ካብ ከተማኩም ወይ ድማ ወረዳኩም ኣብያተ ፅሕፈት ደኣንት መንግስታዊ ይኩን ውልቀ ትካል ተቆፅርኩም ዘይትሰሑ ምካንኩም አዋናዊ መረዳአታ ወይውን ድጋፍ ክተቅርቡ ትክእሉ
  • ሰነድ ጨረታ ንምዕዳግ አንትመፁ ኩሎም ዝተሓተቱ መረዳአታታት ዋና ምስ ቅዳሕ ብምግንዛብ መረዳአትኩም ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ብምዕዳግ ክትወስዱ ትክእሉ 
  • ተጫረቲ ኣብ አዋን ምክፋት ጨረታ ኩሎም ዝተሓተቱ መረዳአታ ዋና ምስ ቅዳሕ ብምቅራብ ክተጋናዝቡ ኣሎኩም 
  • ተጫረቲ ናይቲ ትጫረትዎ ዘለኩም ስራሕ ተዓወቲ አንተኮንኩም ሳይት ካብ ዝተረከብኩሉ ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ውሽጢ ተሳዓ /90/ መዓልቲታት ወዲእኩም ክተረክቡ ትክእሉ 
  • ተጫረቲ ሰዓርቲ ተኮንኩም ኣብ ትሰርሕዎ ፕሮጀክት ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ብቅዓቶም ዘረጋግፅሉ ሲ ኦሲ ዝሓለፉ ሰብ ሞያ ጥራሕ ክሰርሑ ይክእል
  • ብተወሳኪ ንማዕረ ስራሕ ማዕረ ክፍሊት ክፈፍል ዝክእል
  • ውሕስና ጨረታ ብቤሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈቀደሎምን ዝፍለጡን ባንኪታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ውሕሰና ናይ ገንዘብ ክፍሊት መኣዘዚ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብር ሓምሳ ሽሕ /50,000.00/ክተቅርቡ ትክእሉ ብጥረ ገንዘብ እንተኮይኑ ድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣታዊ ብምግባር ገንዘብ ኣታዊ ምግባርኩም ዘረጋግፅ መቀበሊ ክፍሊት ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ኣለዎ
  • ኣቀራርባ ዝምልከት ድማ ብቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ከተማ ዓዲግራት ተባሂሉ ክቀርብ ኣለዎ
  • ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ፋይናንሻል ዝሓዙ ሰነዳት ሓድ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ክተቅርቡ ዝግባእ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ኢልኩም ብምፅሓፍ ናይ ጨረታ ውሕስና ሲፒኦ ቅድም ኢሎም ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ኣብ ዋና ዝተዓሸጉ ፖስታ ውሽጢ ብምግባር ብቅዳሕ ክቅርቡ ዝግባእ ደማ ዝርዝር መዐቀኒ ስራሕ መጠቃለሊ ድምር ዋጋን ዲዛይንን ክልተ ቅዳሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታት ንንበይኖም ምስ ኣሸጉ ሰለስቲኦም ዝተዓሸጉ ፖስታ ኣብ ካሊአ ዓብይይ ፖስታ መሊስኩም ብምዕሻግን ናይቲ ትጫረትሉ ፕሮጀክት ስም ኣብ ልዕሊ ዓብይይ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍ ክታምኩም ብምዕራፍብ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታው ክሳብ 10/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ክተእትው ትክእሉ ኢኩም
  • ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 10/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ዝከፈተሉ ጊዜ ደማ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኮይኑ ኹሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ክካየድ እዩ 
  • እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሕሸ መማረፂ ተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 
  • ንተውሳኪ ሓቤሬታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ቤት ከተማ ዓዲ ግራት ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ቢሮ ቁፀሪ 302 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ድማ ብቁፅሪ ሰልኪ 0913405771 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል አዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s