ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድን መቅረባይነትን ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም -
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ፓራዶ | |||||||
| 1 | ቦልደን ባትሪ | 70 ኣምፒር | ቐፅሪ | 01 | |||
| 2 | ኮንፈርቲ | ወልፊት | ሴት | 01 | |||
| 3 | ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ኣወቶዞን | ኦረጅናል | ቐፅሪ | 04 | |||
| 4 | ሽቶ ተነፋሒ ጎልድ | ኦረጅናል | ቐፅሪ | 04 | |||
| ማርኪቱ | |||||||
| 1 | ኮንፈርቲ | ወልፊት | ሴት | 01 | |||
| 2 | ዋይፐር ብለድ የማንን ፀጋሚን ቅድሚ | ኦረጅናል | ሴት | 01 | |||
| 3 | ሙቐት መከላኸሊ ዳብል ፌስ ሌይዘር | ኦረጅናል | ሴት | 01 | |||
| 4 | መሪ ከቨር | ኦረጅናል | ቐፅሪ | 01 | |||
| 5 | ንፋስ መከላኸሊ | ኦረጅናል | ሴት | 01 | |||
| 6 | ሪሞት | ሰትልሜንት | ሴት | 01 | |||
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑዕርን /TIN No /ኮፒ ከቅርቡ ዝኸእሉ።
➢ እዚ ፕሮፎማ እዙይ ካብ ዕለት 11/10/2017 ዓ/ም እስካብ ዕለት 13/10/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 13/10/2017 ሰዓት 8:20 ተዓዕዩ ሰዓት 8:30 ድማ ይኸፈት። እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት /ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ እዩ።
➢ አድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።
ድሕሪት