1 ብናይ ሆቴል ወይ ቤት ቁርሲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምካኑ ዘርኢ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ 2017 ዓም ሰርተፈኬት መቅረባይነት ፍቃድ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3 መለለይ ከፋሊ ግብሪ ቲን ቁፅሪን ቫት ዝተመዝገበሉ ሰርተፈኬት ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ወርሒ ሚያዝያ ናይ 2017 ዓም ወርሐዊ ዲክሊር ዝገበርሉ ዲክሊሪሽን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
5 መከበሪ ጨረታ ናይ ጨረታ ቅድሚ ምካፈቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 20000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክእል
6 ናይ ሐደ ተሃናፂ መዓልታዊ በጀት ምስ ቫቱ ሓዊሱ ብር 53.455 ኣብ ወርሒ ድማ 16003.5 ይከዉን
7 ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ዕለት 9/10/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 24/10/2017 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክወስዱ ይክእሉ
8 እቲ ጨረታ ዕለት 24/10/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0942660820 / 0914112307
ድሕሪት