https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17480
ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ንህጊ ተሃንፅቲ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ አወዳዲሩ ክወዓዓል ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 24, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካፌን ሬስትራንትን/

1 ብናይ ሆቴል ወይ ቤት ቁርሲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምካኑ ዘርኢ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2017 ዓም ሰርተፈኬት መቅረባይነት ፍቃድ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ከፋሊ ግብሪ ቲን ቁፅሪን ቫት ዝተመዝገበሉ ሰርተፈኬት ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ሚያዝያ ናይ 2017 ዓም ወርሐዊ ዲክሊር ዝገበርሉ ዲክሊሪሽን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ ናይ ጨረታ ቅድሚ ምካፈቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 20000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ሐደ ተሃናፂ መዓልታዊ በጀት ምስ ቫቱ ሓዊሱ ብር 53.455 ኣብ ወርሒ ድማ 16003.5 ይከዉን

7 ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ዕለት 9/10/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 24/10/2017 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 24/10/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0942660820 /  0914112307