ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጉንቦት 2017 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም
| ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ ኢድ ሳሙና በዓል 500 ሚሊ | ቁፅሪ | 200 | |||
| 2 | ዲቶ በዓል 500 ሚሊ | ቁፅሪ | 50 | |||
| 3 | ኣየር ፍረሽ | ቁፅሪ | 50 | |||
| 4 | ረጉድ ገመድ | ብሜትሮ በዓል 100 | ጥቕልል | 30 | ||
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 21/9/2017 ዓ/ም - ዕለት-25/09/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/9/17 ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ድሕሪት