1 ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮኑ ናይ ዘመን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቅዳሕ ዘቅርብ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ዘለዎም ቅዳሕ ዘቅርብ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ወርሓዊ ድክልሬሽን ክሳብ ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ፀብፃብ ዝገብረሉ ቅዳሕ ዘቅርብ
4 ናይ መቅረይነት ምስክር ወረቀት ዝተሐደሰ ዘለዎን ቅዳሕ ዘቅርብ
5 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስን 10000 : ናዉቲ ህክምናን 3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል :
6 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረታት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅና የቅርቡ
7 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህለዎ የብሉን
8 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 8/9/2017 ዓም ክሳብ 22/9/2017 ዓም ሰዓት 2:30 ኣብ ኣርያ ካሕሱ ጥዕና ኮሌጅ ኣክሱም ደብሪ ሐደ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 50 ብር እናከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ
9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/9/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፀዩ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 22/9/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 ምስቲ ሰነድ ጨረታ ተኣሳሲሩ ንዝዋሃብ መመርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ክገብሩ ዝክእሉ
11 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 20 ሚእታዊ ምውሳክን ምቅናስን ከምዝህልዉ ክነረጋግፅ ንፈቱ
12 ጫረታና ሕጋዊያን ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ሰነ ስርዓት ኣይተኣጎጎልን
14 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914189509 / 0347752538
ድሕሪት