ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ
ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳን ኣወዳድርና ክነስፊ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር ስፔስፊኬሽን | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳን | ስረ መስፍይ | ብቑዕሪ | 90 | ||
| 2 | ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳን | ሸሚዝ መስፍይ | ብቑዕሪ | 90 | ||
| 3 | ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳን | ጋዎን መስፍይ | ብቑዕሪ | 90 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ኮፒ ከቕርብ ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TIN No ዝኸእል ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 4/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/9/2017 ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት 6/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 7/9/2017 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።
➢ እዚ ግርማ እይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።
➢ እቲ ንብረት ኣሽሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።
➢ ተወዳዲርካ ዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።
➢ ድረስ ከሓዲዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ 43
➢ ኣብ ጉማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምሕረት እዩ ።
➢ ንተወሳኪ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኽኣል አዩ