https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17151
ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳን ኣወዳድርና ክነስፊ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳን ኣወዳድርና ክነስፊ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር ስፔስፊኬሽንመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳንስረ መስፍይብቑዕሪ90
2ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳንሸሚዝ መስፍይብቑዕሪ90
3ናይ ሓኻይም ደንቢ ኸዳንጋዎን መስፍይብቑዕሪ90

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ኮፒ ከቕርብ ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TIN No ዝኸእል ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 4/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/9/2017 ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት 6/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 7/9/2017 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።

➢ እዚ ግርማ እይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።

➢ እቲ ንብረት ኣሽሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።

➢ ተወዳዲርካ ዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።

➢ ድረስ ከሓዲዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ 43

➢ ኣብ ጉማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምሕረት እዩ ።

➢ ንተወሳኪ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኽኣል አዩ