ዕለት:- 28/08/2017 ዓም
ቁፅሪ - ጎ056/17
ዋኒኑ:- ናይ ደገ ኦዲተር ምውድዳር ይምልከት ።
ሓ/ዝ/መ/ሕ/ስ/ማ/ ኩለመዳይ ጎፍላና ናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪትና ኦዲት ክነግብር ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማለእኹም ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንሕብር ።
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ ።
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ ቲን ናምበር ዘለዎ/ዋ ።
3. ኣብ ሒሳብ ኣተሓሕዛ ንሰራሕተኛታት ሓፂር ስልጠና ክህብ ደኛ ዝኮነነት ።
መተሓሳሰቢ - ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 28/08/201 ዓም ክሳብ 30/08/2017 ዓም እዩ ።
ዓዲሓቂ ፤ ትራፊክ መብራህቲ ዓዲሓውሲ ለተብርሃን ቀዳማይ ደብሪ ህንፃ ቁ-7 ንርከብ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0944765390፤1091902086710942676465 ይደውሉ።
ድሕሪት