https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17103
ሓ/ዝ/መ/ሕ/ስ/ማ/ ኩለመዳይ ጎፍላና ናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪትና ኦዲት ክነግብር ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማለእኹም ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንሕብር ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ዕለት:- 28/08/2017 ዓም

ቁፅሪ - ጎ056/17

ዋኒኑ:- ናይ ደገ ኦዲተር ምውድዳር ይምልከት ።

ሓ/ዝ/መ/ሕ/ስ/ማ/ ኩለመዳይ ጎፍላና ናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪትና ኦዲት ክነግብር ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማለእኹም ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንሕብር ።

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ ።

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ ቲን ናምበር ዘለዎ/ዋ ።

3. ኣብ ሒሳብ ኣተሓሕዛ ንሰራሕተኛታት ሓፂር ስልጠና ክህብ ደኛ ዝኮነነት ።

መተሓሳሰቢ - ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 28/08/201 ዓም ክሳብ 30/08/2017 ዓም እዩ ።

ዓዲሓቂ ፤ ትራፊክ መብራህቲ ዓዲሓውሲ ለተብርሃን ቀዳማይ ደብሪ ህንፃ ቁ-7 ንርከብ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0944765390፤1091902086710942676465 ይደውሉ።