1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ንመሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን : ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ናይ ተወሳኪ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእተ ከቅርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
3 ሰዓራይ ተጫራቲ ዝሰዓሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከርክብ ዝክእል
3 እቲ ጨረታ ካብ 27/8/2017 ዓም ክሳብ 15/9/2017 ዓም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ 15/9/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 መክበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 7000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእልን
7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ ዕለት 15/9/2017 ዓም ሰዓት 3:30 አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ከተማ ሞኮኒ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948447664 / 0945107981 / 0914047428
ድሕሪት