ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 81 ምድብ መንበሪን 45 ምድብ ትካላትን ድምር 128 ምድባት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 14/6/2017 ዓም ክሳብ 27/6/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ እዋን  ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬትን ምሕዳርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ብኣካል ብምቅራብ ዘይምለስ 2500 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ዝክእሉ ምካኖም እናሐበርና ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/6/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 27/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ  ኣብ ኲዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ዝረክብ ኣዳራሽ 4 ደብሪ ይክፈት

2 መርሃ ግብሪ ንጨረታ ዝወፁ ቦታት ዝረአየሉ 20/6/2017 ዓም ከምእዉን 25/6/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 300 ኣብ ቤት ፅሕፈት ብምርካብ ክሪኡ ይክእሉ

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0927688106

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s