ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መድሓኒት እንስሳ ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቢ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዝምልክተ ዘለዎን ናይዚ ዓመት ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክክዉን አለዎ

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርበ ዝክእል

3 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ወረቀት ምስክረ ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ናይ ቤት ፅሐፈተ ዘፈር ቁጠባ ዝኮነ ናይ እንስሳስት መድሓኒትን ናዉቲን በቢዘፈሩ ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረደ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ቁፅሪ F04 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ኣብ እንስሳስት መድሓኒትን ናዉቲን መከበሪ ጨረታ ወይድማ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ በቢዘርፉ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ክዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/5/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሰድ ዝከኣ ኮይኑ ዕለት 7/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ጨረታ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 7/6/2017 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

8 እቲ ጨረታ ሰዓሪ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ 20 መዓልቲታት ይከዉን

9 ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ሰነድ ዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕ ኣብ ካልኣይ ፖስታ ነንብይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ  ብምዕሻግ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣትዉ

10 ናይ ተጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማ ክህልዎ አለዎ

11 ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ከምዝኢ እንተዘይገሩ ግና ነቲ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት ኣይህልዎን

13 እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብዝንበብ ፅሑፍ ዓይነት ዝተገዘአ ሰነድ ክፃሐፈሉ አለዎ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ  0342400403  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s