ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ጨረታ ብድምፂ ወያነ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ 29/4/2019 ዓም

1 ናይ ኣቅሑት ፅሬት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን: መሳርሒ ህንፃን በቢ ዝምልከተኩም ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2016 ዓም ግብሪ ዝከፈልምሉን ናይ 2017 ዓም  ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ  ምስክር ወረቀትን  ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017  ዓም ተወሳኪ እሴተ ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ሪፖርተ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ቁፅሪ / ዘለኩም : ናይ 2017 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬተ ወረቀት ምስክር ምቅራብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ቅዳሕ ብምግባር ዋናን ቅድሕ ተባሂሉ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

5 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ አፈላላይ ክህልዉ የብሉን አፈላላይ እንትህሉ ድማ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

6 ናይ መወዳደሪ ሓሳብ መቅረቢ ቆንቆ ትግራኛ ይከዉን

7 ተጫራቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ወይ ድምሳስ ክህልዉ የብሉን ስርዝ ድልዝ ወይ ድምሳስ እነተጋጢሙ ናይ ባዕል ዋና ክግበረሉ አለዎ

8 ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ 15100 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከትሕዙ አለዎም

9 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 25/4/2017 ዓም ክሳብ 5/1/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

10 እቲ ጨረታ ዕለት 5/1/2017 ዓም ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 10:30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ወይ ተዓዘብቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ይኩን እምነር ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ጨረታ ንምክፋት ኣይክልከልን

11 ሰዓራይ መቅረባይ ዝፈለጠሉ ብጠለብ እቲ ቤት ዕዩ መሰረት ኮይኑ ዝተሐተ ዋጋ ካብ ዝመለአ መቅረባይ ይከዉን

12 ተጫራታይ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ  ዉፅኢቱ ብስሩዕ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ  ዉዕሊ ክፍርም ዝክእልን  ካብቲ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ገንዝብ 10  ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

13 ናይዚ ፕሮፎርማ ዋጋ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 ተከታተልቲ መዓልቲ እዩ

14 ሰዓራይ ተወዳዳራይ ነቲ ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አታዊ ይገብር

15 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ካብነሰ ወከፍ ነፀላ ዋጋ መሰረት ዝገበረ እሳካብ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰል አለዎ

16 መከበሪ ጨረታ ዝምለሰሎም ሰዓርይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s